ሕልሚ ሕልሚ ዝሓለመ ሰብ፡ እሞ`ኻኣ ስምዒት ዝተናኽፍ ሕልሚ፡ ከመይ ኣቢሉ ድቃስ ክመጾ፡ መሊሱ እኳ`ዳኣ ነቲ ሕልሚ እናሻዕ እናደጋገመ ነታ ዕጥምቲ ድቃስ ይቃጸጻ። ስለዚ ሕልሚ እንተ ሃሊካ ንምንታይ ዘይደቀስኩ ኢልካ ከይትጭነቕ፡ ድቃስ ዝኸልእ ሕልሚ እንተ ሃሊካ ኮይኑ ዕድለኛ ኢኻ!!!