እቲ ዝኸበደ ናይ ዓውደ ዉግን ስፍራ!! ReadBingo እቲ ዝኸበደ ናይ ዓውደ ዉግን ስፍራ!!18 months agoMilionopen0Attachmentኣብ`ዚ ናይ ዓውደ ዉግል ስፍራ መን ዘሰንፍ ይመስልኩም!? ካብዚኣቶም እቲ ዝሰነፈ ላዕለዋይ ኢድ ከም ዝሕዝን ንኹል ነገር በቲ ዝደልዮ መንገዲ ከም ዝመርሖ ርዱእ ነገር እዩ። እንተ ኾነ ግን ከም እንዛረበሉ ዘለና ቀሊል ኣይኮነን። ክሳብ ኣብ ጣዕሳ ከውድቀካ ይኽእል እዩ። እቲ ሓደ ከሰንፍ ግዴታ እዩ። ካብዞም ተቃለስቲ መን ተሰነፈ ይሓይሽ ትብሉ።